Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ ነበርኩ፡፡
ኣነ ነይረ ፡፡
እኛ ነበርን፡፡
ንሕና ነይርና ፡፡
አንተ ነበርክ፡፡
ንስኻ ነይርካ ፡፡
አንቺ ነበርሽ፡፡
ንስኺ ነይርኪ ፡፡
እሷ ነበረች፡፡
ንሳ ነይራ ፡፡
እናንተ ነበራችሁ፡፡
ንስኻትኩም ነይርኹም/ንስኻትክን ነይርክን ፡፡
እሱ ነበረ/ር፡፡
ንሱ ነይሩ ፡፡
እነሱ ነበሩ፡፡
ንሳቶም ነይሮም/ንሳተን ነይረን ፡፡