Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ ነገ ጧት እነሳለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ንጉሆ ክለዐል/ክትስእ እየ።
እኔ ነገ ጧት ወደ ፈጣሪ እፀልያለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ንጉሆ ናብ ፈጣሪየይ ክፅልይ እየ።
እኔ ነገ ጧት ፊቴን እታጠባለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ንጉሆ ገፀይ ክሕፀብ እየ።
እኔ ነገ ጧት ስፖርት እሰራለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ንጉሆ ስፖርቲ ክሰርሕ እየ።
እኔ ነገ ጧት ገላየን እታጠባለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ንጉሆ ሰውነተይ ክሕፀብ እየ።
እኔ ነገ ጧት ቁርሴን እበላለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ንጉሆ ቍርሰይ ክበልዕ እየ።
እኔ ነገ ጧት ሬዲዮ አዳምጣለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ንጉሆ ራድዮ ክሰምዕ እየ።
እኔ ነገ ጧት ወደ ስራ እሄዳለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ንጉሆ ናብ ሥራሕ ክኸይድ እየ።
እኔ ነገ ምሽት ወደ ቤቴ እመለሳለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ምሸት ናብ ገዛይ ክምለስ እየ።
እኔ ነገ ምሽት እራት እሰራለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ምሸት ድራር ክሰርሕ እየ።
እኔ ነገ ምሽት ለትንሽ ጊዜ ቴሌቪዥን አመለከታለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ምሸት ንሓፂር ግዘ ቴሌቪዥን ክርእይ እየ።
እኔ ነገ ማታ እተኛለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ምሸት ክድቅስ እየ።
እኔ ነገ ልብሴን አጥባለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ክዳነይ ክሓፅብ እየ።
እኔ ነገ ቤቴን አፀዳለሁ፡፡
ኣነ ፅባሕ/ናጋ ገዛይ ከፅርይ እየ።