Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልወሰድኩም፡፡
ኣነ ኣይወሰድኩን።
እኛ አልወሰድንም፡፡
ንሕና ኣይወሰድናን።
አንተ አልወሰድክም፡፡
ንስኻ ኣይወሰድካን።
አንቺ አልወሰድሽም፡፡
ንስኺ ኣይወሰድክን።
እሷ አልወሰደችም፡፡
ንሳ ኣይወሰደትን።
እናንተ አልወሰዳችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይወሰድኩምን።/ ንስኻትክን ኣይወሰድክንን።
እሱ አልወሰደም፡፡
ንሱ ኣይወሰደን።
እነሱ አልወሰዱም፡፡
ንሳቶም ኣይወሰዱን።/ ንሳተን ኣይወሰዳን።