Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየወሰድኩ ነው፡፡
ኣነ እወስድ ኣለኹ።
እኛ እየወሰድን ነው፡፡
ንሕና ንወስድ ኣለና።
አንተ እየወሰድክ ነው፡፡
ንስኻ ትወስድ ኣለኻ።
አንቺ እየወሰድሽ ነው፡፡
ንስኺ ትወስዲ ኣለኺ።
እሷ እየወሰደች ነው፡፡
ንሳ ትወስድ ኣላ።
እናንተ እየወሰዳችሁ ነው፡፡
ንስኻትኩም ትወስዱ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትወስዳ ኣለኽን።
እሱ እየወሰደ ነው፡፡
ንሱ ይወስድ ኣሎ።
እነሱ እየወሰዱ ነው፡፡
ንሳቶም ይወስዱ ኣለዉ።/ ንሳተን ይወስዳ ኣለዋ።