Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየወሰድኩ ነበር፡፡
ኣነ እወስድ ነይረ።
እኛ እየወሰድን ነበር፡፡
ንሕና ንወስድ ነይርና።
አንተ እየወሰድክ ነበር፡፡
ንስኻ ትወስድ ነይርካ።
አንቺ እየወሰድሽ ነበር፡፡
ንስኺ ትወስዲ ነይርኪ።
እሷ እየወሰደች ነበር፡፡
ንሳ ትወስድ ነይራ።
እናንተ እየወሰዳችሁ ነበር፡፡
ንስኻትኩም ትወስዱ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትወስዳ ነይርክን።
እሱ እየወሰደ ነበር፡፡
ንሱ ይወስድ ነይሩ።
እነሱ እየወሰዱ ነበር፡፡
ንሳቶም ይወስዱ ነይሮም።/ ንሳተን ይወስዳ ነይረን።