Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

119) Take – Verb Form in Past Continuous - Negative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እየወሰድኩ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ኣነ እወስድ ኣይነበርኩን።

Amharic

እኛ እየወስድን አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሕና ንወስድ ኣይነበርናን።

Amharic

አንተ እየወሰድክ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንስኻ ትወስድ ኣይነበርካን።

Amharic

አንቺ እየወሰድሽ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንስኺ ትወስዲ ኣይነበርክን።

Amharic

እሷ እየወሰደች አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሳ ትወስድ ኣይነበረትን።

Amharic

እናንተ እየወሰዳችሁ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ትወስዱ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትወስዳ ኣይነበርክንን።

Amharic

እሱ እየወሰደ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሱ ይወስድ ኣይነበረን።

Amharic

እነሱ እየወሰዱ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ይወስዱ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይወስዳ ኣይነበራን።