Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልሰጥም፡፡
ኣነ ኣይህብን።
እኛ አንሰጥም፡፡
ንሕና ኣይንህብን።
አንተ አትሰጥም፡፡
ንስኻ ኣይትህብን።
አንቺ አትሰጪም፡፡
ንስኺ ኣይትህቢን።
እሷ አትሰጥም፡፡
ንሳ ኣይትህብን።
እናንተ አትሰጡም፡፡
ንስኻትኩም ኣይትህቡን።/ ንስኻትክን ኣይትህባን።
እሱ አይሰጥም፡፡
ንሱ ኣይህብን።
እነሱ አይሰጡም፡፡
ንሳቶም ኣይህቡን።/ ንሳተን ኣይህባን።