Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልሰጠሁም፡፡
አነ ኣይሃብኩን።
እኛ አልሰጠንም፡፡
ንሕና ኣይሃብናን።
አንተ አልሰጠህም፡፡
ንስኻ ኣይሃብካን።
አንቺ አልሰጠሽም፡፡
ንስኺ ኣይሃብክን።
እሷ አልሰጠችም፡፡
ንሳ ኣይሃበትን።
እናንተ አልሰጣችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይሃብኩምን።/ ንስኻትክን ኣይሃብክንን።
እሱ አልሰጠም፡፡
ንሱ ኣይሃበን።
እነሱ አልሰጡም፡፡
ንሳቶም ኣይሃቡን።/ ንሳተን ኣይሃባን።