Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

124) Give - Verb Form in Present Continuous - Affirmative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እየሰጠሁ ነው፡፡

Tigrigna

ኣነ እህብ ኣለኹ።

Amharic

እኛ እየሰጠን ነው፡፡

Tigrigna

ንሕና ንህብ ኣለና።

Amharic

አንተ እየሰጠህ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኻ ትህብ ኣለኻ።

Amharic

አንቺ እየሰጠሽ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኺ ትህቢ ኣለኺ።

Amharic

እሷ እየሰጠች ነው፡፡

Tigrigna

ንሳ ትህብ ኣላ።

Amharic

እናንተ እየሰጣችሁ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ትህቡ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትህባ ኣለኽን።

Amharic

እሱ እየሰጠ ነው፡፡

Tigrigna

ንሱ ይህብ ኣሎ።

Amharic

እነሱ እየሰጡ ነው፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ይህቡ ኣለዉ።/ ንሳተን ይህባ ኣለዋ።