Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየሰጠሁ ነበር፡፡
ኣነ እህብ ነይረ።
እኛ እየሰጠን ነበር፡፡
ንሕና ንህብ ነይርና።
አንተ እየሰጠህ ነበር፡፡
ንስኻ ትህብ ነይርካ።
አንቺ እየሰጠሽ ነበር፡፡
ንስኺ ትህቢ ነይርኪ።
እሷ እየሰጠች ነበር፡፡
ንሳ ትህብ ነይራ።
እናንተ እየሰጣችሁ ነበር፡፡
ንስኻትኩም ትህቡ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትህባ ነይርክን።
እሱ እየሰጠ ነበር፡፡
ንሱ ይህብ ነይሩ።
እነሱ እየሰጡ ነበር፡፡
ንሳቶም ይህቡ ነይሮም።/ ንሳተን ይህባ ነይረን።