Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየሰጠሁ አልነበረም፡፡
ኣነ እህብ ኣይነበርኩን።
እኛ እየሰጠን አልነበረም፡፡
ንሕና ንህብ ኣይነበርናን።
አንተ እየሰጠህ አልነበረም፡፡
ንስኻ ትህብ ኣይነበርካን።
አንቺ እየሰጠሽ አልነበረም፡፡
ንስኺ ትህቢ ኣይነበርክን።
እሷ እየሰጠች አልነበረም፡፡
ንሳ ትህብ ኣይነበረትን።
እናንተ እየሰጣችሁ አልነበረም፡፡
ንስኻትኩም ትህቡ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትህባ ኣይነበርክንን።
እሱ እየሰጠ አልነበረም፡፡
ንሱ ይህብ ኣይነበረን።
እነሱ እየሰጡ አልነበረም፡፡
ንሳቶም ይህቡ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይህባ ኣይነበራን።