Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልጻፍኩም፡፡
ኣነ ኣይፀሓፍኩን።
እኛ አልጻፍንም፡፡
ንሕና ኣይፀሓፍናን።
አንተ አልጻፍክም፡፡
ንስኻ ኣይፀሓፍካን።
አንቺ አልጻፍሽም፡፡
ንስኺ ኣይፀሓፍኪን።
እሷ አልጻፈችም፡፡
ንሳ ኣይፀሓፈትን።
እናንተ አልጻፋችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይፀሓፍኩምን።/ ንስኻትክን ኣይፀሓፍክንን።
እሱ አልጻፈም፡፡
ንሱ ኣይፀሓፈን።
እነሱ አልጻፉም፡፡
ንሳቶም ኣይፀሓፉን።/ ንሳተን ኣይፀሓፋን።