Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየጻፍኩ ነው፡፡
ኣነ እፅሕፍ ኣለኹ።
እኛ እየጻፍን ነው፡፡
ንሕና ንፅሕፍ ኣለና።
አንተ እየጻፍክ ነው፡፡
ንስኻ ትፅሕፍ ኣለኻ።
አንቺ እየጻፍሽ ነው፡፡
ንስኺ ትፅሕፊ ኣለኺ።
እሷ እየጻፈች ነው፡፡
ንሳ ትፅሕፍ ኣላ።
እናንተ እየጻፋችሁ ነው፡፡
ንስኻትኩም ትፅሕፉ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትፅሕፋ ኣለኽን።
እሱ እየጻፈ ነው፡፡
ንሱ ይፅሕፍ ኣሎ።
እነሱ እየጻፉ ነው፡፡
ንሳቶም ይፅሕፉ ኣለዉ።/ ንሳተን ይፅሕፋ ኣለዋ።