Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየጻፍኩ ነበር፡፡
ኣነ እፅሕፍ ነይረ።
እኛ እየጻፍን ነበር፡፡
ንሕና ንፅሕፍ ነይርና።
አንተ እየጻፍክ ነበር፡፡
ንስኻ ትፅሕፍ ነይርካ።
አንቺ እየጻፍሽ ነበር፡፡
ንስኺ ትፅሕፊ ነይርኪ።
እሷ እየጻፈች ነበር፡፡
ንሳ ትፅሕፍ ነይራ።
እናንተ እየጻፋችሁ ነበር፡፡
ንስኻትኩም ትፅሕፉ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትፅሕፋ ነይርክን።
እሱ እየጻፈ ነበር፡፡
ንሱ ይፅሕፍ ነይሩ።
እነሱ እየጻፉ ነበር፡፡
ንሳቶም ይፅሕፉ ነይሮም።/ ንሳተን ይፅሕፋ ነይረን።