Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየጻፍኩ አልነበረም፡፡
ኣነ እፅሕፍ ኣይነበርኩን።
እኛ እየጻፍን አልነበረም፡፡
ንሕና ንፅሕፍ ኣይነበርናን።
አንተ እየጻፍክ አልነበረም፡፡
ንስኻ ትፅሕፍ ኣይነበርካን።
አንቺ እየጻፍሽ አልነበረም፡፡
ንስኺ ትፅሕፊ ኣይነበርኪን።
እሷ እየጻፈች አልነበረም፡፡
ንሳ ትፅሕፍ ኣይነበረትን።
እናንተ እየጻፋችሁ አልነበረም፡፡
ንስኻትኩም ትፅሕፉ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትፅሕፋ ኣይነበርክንን።
እሱ እየጻፈ አልነበረም፡፡
ንሱ ይፅሕፍ ኣይነበረን።
እነሱ እየጻፉ አልነበረም፡፡
ንሳቶም ይፅሕፉ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይፅሕፋ ኣይነበራን።