Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አላዳመጥኩም፡፡
ኣነ ኣይሰማዕኹን።
እኛ አላዳመጥንም፡፡
ንሕና ኣይሰማዕናን።
አንተ አላዳመጥክም፡፡
ንስኻ ኣይሰማዕኻን።
አንቺ አላዳመጥሽም፡፡
ንስኺ ኣይሰማዕኽን።
እሷ አላዳመጠችም፡፡
ንሳ ኣይሰምዐትን።
እናንተ አላዳመጣችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይሰማዕኹምን።/ ንስኻትክን ኣይሰማዕኽንን።
እሱ አላዳመጠም፡፡
ንሱ ኣይሰምዐን።
እነሱ አላዳመጡም፡፡
ንሳቶም ኣይሰምዑን።/ ንሳተን ኣይሰምዓን።