Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልነበርኩም፡፡
ኣነ ኣይነበርኩን ፡፡
እኛ አልነበርንም፡፡
ንሕና ኣይነበርናን ፡፡
አንተ አልነበርክም፡፡
ንስኻ ኣይነበርካን ፡፡
አንቺ አልነበርሽም፡፡
ንስኺ ኣይነበርክን ፡፡
እሷ አልነበረችም፡፡
ንሳ ኣይነበረትን፡፡
እናንተ አልነበራችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይነበርኩምን/ንስኻትክን ኣይነበርክንን፡፡
እሱ አልነበረም፡፡
ንሱ ኣይነበረን ፡፡
እነሱ አልነበሩም፡፡
ንሳቶም ኣይነበሩን/ንሳተን ኣይነበራን፡፡