Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እያዳመጥኩ ነው፡፡
ኣነ እሰምዕ ኣለኹ።
እኛ እያዳመጥን ነው፡፡
ንሕና ንሰምዕ ኣለና።
አንተ እያዳመጥክ ነው፡፡
ንስኻ ትሰምዕ ኣለኻ።
አንቺ እያዳመጥሽ ነው፡፡
ንስኺ ትሰምዒ ኣለኺ።
እሷ እያዳመጠች ነው፡፡
ንሳ ትሰምዕ ኣላ።
እናንተ እያዳመጣችሁ ነው፡፡
ንስኻትኩም ትሰምዑ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትሰምዓ ኣለኽን።
እሱ እያዳመጠ ነው፡፡
ንሱ ይሰምዕ ኣሎ።
እነሱ እያዳመጡ ነው፡፡
ንሳቶም ይሰምዑ ኣለዉ።/ ንሳተን ይሰምዓ ኣለዋ።