Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

142) Listen -Verb Form in Past Continuous - Affirmative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እያዳመጥኩ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ እሰምዕ ነይረ።

Amharic

እኛ እያዳመጥን ነበር፡፡

Tigrigna

ንሕና ንሰምዕ ነይርና።

Amharic

አንተ እያዳመጥክ ነበር፡፡

Tigrigna

ንስኻ ትሰምዕ ነይርካ።

Amharic

አንቺ እያዳመጥሽ ነበር፡፡

Tigrigna

ንስኺ ትሰምዒ ነይርኪ።

Amharic

እሷ እያዳመጠች ነበር፡፡

Tigrigna

ንሳ ትሰምዕ ነይራ።

Amharic

እናንተ እያዳመጣችሁ ነበር፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ትሰምዑ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትሰምዓ ነይርክን።

Amharic

እሱ እያዳመጠ ነበር፡፡

Tigrigna

ንሱ ይሰምዕ ነይሩ።

Amharic

እነሱ እያዳመጡ ነበር፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ይሰምዑ ነይሮም።/ ንሳተን ይሰምዓ ነይረን።