Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልናገርም፡፡
ኣነ ኣይዛረብን፡፡
እኛ አንናገርም፡፡
ንሕና ኣይንዛረብን፡፡
አንተ አትናገርም፡፡
ንስኻ ኣይትዛረብን፡፡
አንቺ አትናገሪም፡፡
ንስኺ ኣይትዛረቢን፡፡
እሷ አትናገርም፡፡
ንሳ ኣይትዛረብን፡፡
እናንተ አትናገሩም፡፡
ንስኻትኩም ኣይትዛረቡን።/ ንስኻትክን ኣይትዛረባን።
እሱ አይናገርም፡፡
ንሱ ኣይዛረብን፡፡
እነሱ አይናገሩም፡፡
ንሳቶም ኣይዛረቡን።/ ንሳተን ኣይዛረባን።