Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልተናገርኩም፡፡
ኣነ ኣይተዛረብኩን፡፡
እኛ አልተናገርንም፡፡
ንሕና ኣይተዛረብናን፡፡
አንተ አልተናገርክም፡፡
ንስኻ ኣይተዛረብካን፡፡
አንቺ አልተናገርሽም፡፡
ንስኺ ኣይተዛረብክን፡፡
እሷ አልተናገረችም፡፡
ንሳ ኣይተዛረበትን፡፡
እናንተ አልተናገራችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይተዛረብኩምን።/ ንስኻትክን ኣይተዛረብክንን።
እሱ አልተናገረም፡፡
ንሱ ኣይተዛረበን፡፡
እነሱ አልተናገሩም፡፡
ንሳቶም ኣይተዛረቡን።/ ንሳተን ኣይተዛረባን።