Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

148) Speak - Verb Form in Present Continuous - Affirmative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እየተናገርኩ ነው፡፡

Tigrigna

ኣነ እዛረብ ኣለኹ።

Amharic

እኛ እየተናገርን ነው፡፡

Tigrigna

ንሕና ንዛረብ ኣለና።

Amharic

አንተ እየተናገርክ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኻ ትዛረብ ኣለኻ

Amharic

አንቺ እየተናገርሽ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኺ ትዛረቢ ኣለኺ።

Amharic

እሷ እየተናገረች ነው፡፡

Tigrigna

ንሳ ትዛረብ ኣላ።

Amharic

እናንተ እየተናገራችሁ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ትዛረቡ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትዛረባ ኣለኽን።

Amharic

እሱ እየተናገረ ነው፡፡

Tigrigna

ንሱ ይዛረብ ኣሎ።

Amharic

እነሱ እየተናገሩ ነው፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ይዛረቡ ኣለዉ።/ ንሳተን ይዛረባ ኣለዋ።