Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየተናገርኩ ነበር፡፡
ኣነ እዛረብ ነይረ።
እኛ እየተናገርን ነበር፡፡
ንሕና ንዛረብ ነይርና።
አንተ እየተናገርክ ነበር፡፡
ንስኻ ትዛረብ ነይርካ።
አንቺ እየተናገርሽ ነበር፡፡
ንስኺ ትዛረቢ ነይርኪ።
እሷ እየተናገረች ነበር፡፡
ንሳ ትዛረብ ነይራ።
እናንተ እየተናገራችሁ ነበር፡፡
ንስኻትኩም ትዛረቡ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትዛረባ ነይርክን።
እሱ እየተናገረ ነበር፡፡
ንሱ ይዛረብ ነይሩ።
እነሱ እየተናገሩ ነበር፡፡
ንሳቶም ይዛረቡ ነይሮም።/ ንሳተን ይዛረባ ነይረን።