Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየተናገርኩ አልነበረም፡፡
ኣነ እዛረብ ኣይነበርኩን።
እኛ እየተናገርን አልነበረም፡፡
ንሕና ንዛረብ ኣይነበርናን።
አንተ እየተናገርክ አልነበረም፡፡
ንስኻ ትዛረብ ኣይነበርካን።
አንቺ እየተናገርሽ አልነበረም፡፡
ንስኺ ትዛረቢ ኣይነበርኪን።
እሷ እየተናገረች አልነበረም፡፡
ንሳ ትዛረብ ኣይነበረትን።
እናንተ እየተናገራችሁ አልነበረም፡፡
ንስኻትኩም ትዛረቡ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትዛረባ ኣይነበርክንን።
እሱ እየተናገረ አልነበረም፡፡
ንሱ ይዛረብ ኣይነበረን።
እነሱ እየተናገሩ አልነበረም፡፡
ንሳቶም ይዛረቡ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይዛረባ ኣይነበራን።