Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እማራለሁ፡፡
ኣነ እመሃር።
እኛ እንማራለን፡፡
ንሕና ንመሃር።
አንተ ትማራለህ፡፡
ንስኻ ትመሃር።
አንቺ ትማሪያለሽ፡፡
ንስኺ ትመሃሪ።
እሷ ትማራለች፡፡
ንሳ ትመሃር።
እናንተ ትማራላችሁ፡፡
ንስኻትኩም ትመሃሩ።/ ንስኻትክን ትመሃራ።
እሱ ይማራል፡፡
ንሱ ይመሃር።
እነሱ ይማራሉ፡፡
ንሳቶም ይመሃሩ።/ ንሳተን ይመሃራ።