Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልማርም፡፡
ኣነ ኣይመሃርን።
እኛ አንማርም፡፡
ንሕና ኣይንመሃርን።
አንተ አትማርም፡፡
ንስኻ ኣይትመሃርን።
አንቺ አትማሪም፡፡
ንስኺ ኣይትመሃሪን።
እሷ አትማርም፡፡
ንሳ ኣይትመሃርን።
እናንተ አትማሩም፡፡
ንስኻትኩም ኣይትመሃሩን።/ ንስኻትክን ኣይትመሃራን።
እሱ አይማርም፡፡
ንሱ ኣዪመሃርን።
እነሱ አይማሩም፡፡
ንሳቶም ኣዪመሃሩን።/ ንሳተን ኣዪመሃራን።