Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልተማርኩም፡፡
ኣነ ኣይተመሃርኩን።
እኛ አልተማርንም፡፡
ንሕና ኣይተመሃርናን።
አንተ አልተማርክም፡፡
ንስኻ ኣይተመሃርካን።
አንቺ አልተማርሽም፡፡
ንስኺ ኣይተመሃርኪን።
እሷ አልተማረችም፡፡
ንሳ ኣይተመሃረትን።
እናንተ አልተማራችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይተመሃርኩምን።/ ንስኻትክን ኣይተመሃርክንን።
እሱ አልተማረም፡፡
ንሱ ኣይተመሃረን።
እነሱ አልተማሩም፡፡
ንሳቶም ኣይተመሃሩን።/ ንሳተን ኣይተመሃራን።