Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

156) Learn - Verb Form in Present Continuous - Affirmative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እየተማርኩ ነው፡፡

Tigrigna

ኣነ እመሃር ኣለኹ።

Amharic

እኛ እየተማርን ነው፡፡

Tigrigna

ንሕና ንመሃር ኣለና።

Amharic

አንተ እየተማርክ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኻ ትመሃር ኣለኻ።

Amharic

አንቺ እየተማርሽ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኺ ትመሃሪ ኣለኺ።

Amharic

እሷ እየተማረች ነው፡፡

Tigrigna

ንሳ ትመሃር ኣላ።

Amharic

እናንተ እየተማራችሁ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ትመሃሩ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትመሃራ ኣለኽን።

Amharic

እሱ እየተማረ ነው፡፡

Tigrigna

ንሱ ይመሃር ኣሎ።

Amharic

እነሱ እየተማሩ ነው፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ይመሃሩ ኣለዉ።/ ንሳተን ይመሃራ ኣለዋ።