Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

158) Learn -Verb Form in Past Continuous - Affirmative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እየተማርኩ ነበር፡፡

Tigrigna

ኣነ እመሃር ነይረ።

Amharic

እኛ እየተማርን ነበር፡፡

Tigrigna

ንሕና ንመሃር ነይርና።

Amharic

አንተ እየተማርክ ነበር፡፡

Tigrigna

ንስኻ ትመሃር ነይርካ።

Amharic

አንቺ እየተማርሽ ነበር፡፡

Tigrigna

ንስኺ ትመሃሪ ነይርኪ።

Amharic

እሷ እየተማረች ነበር፡፡

Tigrigna

ንሳ ትመሃር ነይራ።

Amharic

እናንተ እየተማራችሁ ነበር፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ትመሃሩ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትመሃራ ነይርክን።

Amharic

እሱ እየተማረ ነበር፡፡

Tigrigna

ንሱ ይመሃር ነይሩ።

Amharic

እነሱ እየተማሩ ነበር፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ይመሃሩ ነይሮም።/ ንሳተን ይመሃራ ነይረን።