Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

159) Learn - Verb Form in Past Continuous - Negative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እየተማርኩ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ኣነ እመሃር ኣይነበርኩን።

Amharic

እኛ እየተማርን አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሕና ንመሃር ኣይነበርናን።

Amharic

አንተ እየተማርክ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንስኻ ትመሃር ኣይነበርካን።

Amharic

አንቺ እየተማርሽ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንስኺ ትመሃሪ ኣይነበርኪን።

Amharic

እሷ እየተማረች አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሳ ትመሃር ኣይነበረትን።

Amharic

እናንተ እየተማራችሁ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ትመሃሩ ኣይነበረኩምን።/ ንስኻትክን ትመሃራ ኣይነበርክንን።

Amharic

እሱ እየተማረ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሱ ይመሃር ኣይነበረን።

Amharic

እነሱ እየተማሩ አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ይመሃሩ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይመሃራ ኣይነበራን።