Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

16) Subject Pronouns + To be Past + Compliment (Negative)

Click to choose another topic
Amharic

እኔ ሐኪም አልነበርኩም፡፡

Tigrigna

ኣነ ሓኪም ኣይነበርኩን ፡፡

Amharic

እኛ ሐኪሞች አልነበርንም፡፡

Tigrigna

ንሕና ሓካይም ኣይነበርናን ፡፡

Amharic

አንተ ሐኪም አልነበርክም፡፡

Tigrigna

ንስኻ ሓኪም ኣይነበርካን ፡፡

Amharic

አንቺ ሐኪም አልነበርሽም፡፡

Tigrigna

ንስኺ ሓኪም ኣይነበርክን፡፡

Amharic

እሷ ሐኪም አልነበረችም፡፡

Tigrigna

ንሳ ሓኪም ኣይነበረትን፡፡

Amharic

እናንተ ሐኪሞች አልነበራችሁም፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ሓካይም ኣይነበርኩምን/ንስኻትክን ሓካይም ኣይነበርክንን፡፡

Amharic

እሱ ሐኪም አልነበረም፡፡

Tigrigna

ንሱ ሓኪም ኣይነበረን፡፡

Amharic

እነሱ ሐኪሞች አልነበሩም፡፡

Tigrigna

ንሳቶም ኣይነበሩን/ንሳተን ሓካይም ኣይነበራን፡፡