Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አላስተምርም፡፡
ኣነ ኣየምህርን።
እኛ አናስተምርም፡፡
ንሕና ኣይነምህርን።
አንተ አታስተምርም፡፡
ንስኻ ኣይተምህርን።
አንቺ አታስተምሪም፡፡
ንስኺ ኣይተምህርን።
እሷ አታስተምርም፡፡
ንሳ ኣይተምህርን።
እናንተ አታስተምሩም፡፡
ንስኻትኩም ኣይተምህሩን።/ ንስኻትክን ኣይተምህራን።
እሱ አያስተምርም፡፡
ንሱ ኣየምህርን።
እነሱ አያስተምሩም፡፡
ንሳቶም ኣየምህሩን።/ ንሳተን ኣየምህራን።