Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አላስተማርኩም፡፡
ኣነ ኣየምሀርኩን።
እኛ አላስተማርንም፡፡
ንሕና ኣየምሀርናን።
አንተ አላስተማርክም፡፡
ንስኻ ኣየምሀርካን።
አንቺ አላስተማርሽም፡፡
ንስኺ ኣየምሀርኪን።
እሷ አላስተማረችም፡፡
ንሳ ኣየምሀረትን።
እናንተ አላስተማራችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣየምሀርኩምን።/ ንስኻትክን ኣየምሀርክንን።
እሱ አላስተማረም፡፡
ንሱ ኣየምሀረን።
እነሱ አላስተማሩም፡፡
ንሳቶም ኣየምሀሩን።/ ንሳተን ኣየምሀራን።