Speak with the hearts

Learn Tigrigna

Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.

Current topic

164) Teach - Verb Form in Present Continuous - Affirmative Form

Click to choose another topic
Amharic

እኔ እያስተማርኩ ነው፡፡

Tigrigna

ኣነ አምህር ኣለኹ።

Amharic

እኛ እያስተማርን ነው፡፡

Tigrigna

ንሕና ነምህር ኣለና።

Amharic

አንተ እያስተማርክ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኻ ተምህር ኣለኻ።

Amharic

አንቺ እያስተማርሽ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኺ ተምህሪ ኣለኺ።

Amharic

እሷ እያስተማረች ነው፡፡

Tigrigna

ንሳ ተምህር ኣላ።

Amharic

እናንተ እያስተማራችሁ ነው፡፡

Tigrigna

ንስኻትኩም ተምህሩ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ተምህራ ኣለኽን።

Amharic

እሱ እያስተማረ ነው፡፡

Tigrigna

ንሱ የምህር ኣሎ።

Amharic

እነሱ እያስተማሩ ነው፡፡

Tigrigna

ንሳቶም የምህሩ ኣለዉ።/ ንሳተን የምህራ ኣለዋ።