Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እያስተማርኩ ነበር፡፡
ኣነ አምህር ነይረ።
እኛ እያስተማርን ነበር፡፡
ንሕና ነምህር ነይርና።
አንተ እያስተማርክ ነበር፡፡
ንስኻ ተምህር ነይርካ።
አንቺ እያስተማርሽ ነበር፡፡
ንስኺ ተምህሪ ነይርኪ።
እሷ እያስተማረች ነበር፡፡
ንሳ ተምህር ነይራ።
እናንተ እያስተማራችሁ ነበር፡፡
ንስኻትኩም ተምህሩ ነይርኩም።/ ንስኻትኩም ተምህሩ ነይርኩም።
እሱ እያስተማረ ነበር፡፡
ንሱ የምህር ነይሩ።
እነሱ እያስተማሩ ነበር፡፡
ንሳቶም የምህሩ ነይሮም።/ ንሳተን የምህራ ነይረን።