Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እያስተማርኩ አልነበረም፡፡
ኣነ አምህር ኣይነበርኩን።
እኛ እያስተማርን አልነበረም፡፡
ንሕና ነምህር ኣይነበርናን።
አንተ እያስተማርክ አልነበረም፡፡
ንስኻ ተምህር ኣይነበርካን።
አንቺ እያስተማርሽ አልነበረም፡፡
ንስኺ ተምህሪ ኣይነበርኪን።
እሷ እያስተማረች አልነበረም፡፡
ንሳ ተምህር ኣይነበረትን።
እናንተ እያስተማራችሁ አልነበረም፡፡
ንስኻትኩም ተምህሩ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ተምህራ ኣይነበርክንን።
እሱ እያስተማረ አልነበረም፡፡
ንሱ የምህር ኣይነበረን።
እነሱ እያስተማሩ አልነበረም፡፡
ንሳቶም የምህሩ ኣይነበሩን።/ ንሳተን የምህራ ኣይነበራን።