Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልተጫወትኩም፡፡
ኣነ ኣይተፃወትኩን።
እኛ አልተጫወትንም፡፡
ንሕና ኣይተፃወትናን።
አንተ አልተጫወትክም፡፡
ንስኻ ኣይተፃወትካን።
አንቺ አልተጫወትሽም፡፡
ንስኺ ኣይተፃወትኪን።
እሷ አልተጫወተችም፡፡
ንሳ ኣይተፃወተትን።
እናንተ አልተጫወታችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይተፃወትኩምን።/ ንስኻትክን ኣይተፃወትክንን።
እሱ አልተጫወተም፡፡
ንሱ ኣይተፃወተን።
እነሱ አልተጫወቱም፡፡
ንሳቶም ኣይተፃወቱን።/ ንሳተን ኣይተፃወታን።