Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየተጫወትኩ ነው፡፡
ኣነ እፃወት ኣለኹ።
እኛ እየተጫወትን ነው፡፡
ንሕና ንፃወት ኣለና።
አንተ እየተጫወትክ ነው፡፡
ንስኻ ትፃወት ኣለኻ።
አንቺ እየተጫወትሽ ነው፡፡
ንስኺ ትፃወቲ ኣለኺ።
እሷ እየተጫወተች ነው፡፡
ንሳ ትፃወት ኣላ።
እናንተ እየተጫወታችሁ ነው፡፡
ንስኻትኩም ትፃወቱ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትፃወታ ኣለኽን።
እሱ እየተጫወተ ነው፡፡
ንሱ ይፃወት ኣሎ።
እነሱ እየተጫወቱ ነው፡፡
ንሳቶም ይፃወቱ ኣለዉ።/ ንሳተን ይፃወታ ኣለዋ።