Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየተጫወትኩ ነበር፡፡
ኣነ እፃወት ነይረ።
እኛ እየተጫወትን ነበር፡፡
ንሕና ንፃወት ነይርና።
አንተ እየተጫወትክ ነበር፡፡
ንስኻ ትፃወት ነይርካ።
አንቺ እየተጫወትሽ ነበር፡፡
ንስኺ ትፃወቲ ነይርኪ።
እሷ እየተጫወተች ነበር፡፡
ንሳ ትፃወት ነይራ።
እናንተ እየተጫወታችሁ ነበር፡፡
ንስኻትኩም ትፃወቱ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትፃወታ ነይርክን።
እሱ እየተጫወተ ነበር፡፡
ንሱ ይፃወት ነይሩ።
እነሱ እየተጫወቱ ነበር፡፡
ንሳቶም ይፃወቱ ነይሮም።/ ንሳተን ይፃወታ ነይረን።