Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየተጫወትኩ አልነበረም፡፡
ኣነ እፃወት ኣይነበርኩን።
እኛ እየተጫወትን አልነበረም፡፡
ንሕና ንፃወት ኣይነበርናን።
አንተ እየተጫወትክ አልነበረም፡፡
ንስኻ ትፃወት ኣይነበርካን።
አንቺ እየተጫወትሽ አልነበረም፡፡
ንስኺ ትፃወቲ ኣይነበርክን።
እሷ እየተጫወተች አልነበረም፡፡
ንሳ ትፃወት ኣይነበረትን።
እናንተ እየተጫወታችሁ አልነበረም፡፡
ንስኻትኩም ትፃወቱ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትፃወታ ኣይነበርክንን።
እሱ እየተጫወተ አልነበረም፡፡
ንሱ ይፃወት ኣይነበረን።
እነሱ እየተጫወቱ አልነበረም፡፡
ንሳቶም ይፃወቱ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይፃወታ ኣይነበራን።