Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልገዛም፡፡
ኣነ ኣይዕድግን።
እኛ አንገዛም፡፡
ንሕና ኣይንዕድግን።
አንተ አትገዛም፡፡
ንስኻ ኣይትዕድግን።
አንቺ አትገዢም፡፡
ንስኺ ኣይትዕድጊን።
እሷ አትገዛም፡፡
ንሳ ኣይትዕድግን።
እናንተ አትገዙም፡፡
ንስኻትኩም ኣይትዕድጉን።/ ንስኻትክን ኣይትዕድጋን።
እሱ አይገዛም፡፡
ንሱ ኣዪዕድግን።
እነሱ አይገዙም፡፡
ንሳቶም ኣዪዕድጉን።/ ንሳተን ኣዪዕድጋን።