Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልገዛሁም፡፡
ኣነ ኣይዓደግኩን።
እኛ አልገዛንም፡፡
ንሕና ኣይዓደግናን።
አንተ አልገዛህም፡፡
ንስኻ ኣይዓደግካን።
አንቺ አልገዛሽም፡፡
ንስኺ ኣይዓደግክን።
እሷ አልገዛችም፡፡
ንሳ ኣይዓደገትን።
እናንተ አልገዛችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይዓደግኩምን።/ ንስኻትክን ኣይዓደግክንን።
እሱ አልገዛም፡፡
ንሱ ኣይዓደገን።
እነሱ አልገዙም፡፡
ንሳቶም ኣይዓደጉን።/ ንሳተን ኣይዓደጋን።