Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየገዛሁ ነው፡፡
ኣነ እዕድግ ኣለኹ።
እኛ እየገዛን ነው፡፡
ንሕና ንዕድግ ኣለና።
አንተ እየገዛህ ነው፡፡
ንስኻ ትዕድግ ኣለኻ።
አንቺ እየገዛሽ ነው፡፡
ንስኺ ትዕድጊ ኣለኺ።
እሷ እየገዛች ነው፡፡
ንሳ ትዕድግ ኣላ።
እናንተ እየገዛችሁ ነው፡፡
ንስኻትኩም ትዕድጉ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትዕድጋ ኣለኽን።
እሱ እየገዛ ነው፡፡
ንሱ ይዕድግ ኣሎ።
እነሱ እየገዙ ነው፡፡
ንሳቶም ይዕድጉ ኣለዉ።/ ንሳተን ይዕድጋ ኣለዋ።