Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየገዛሁ ነበር::
ኣነ እዕድግ ነይረ።
እኛ እየገዛን ነበር::
ንሕና ንዕድግ ነይርና።
አንተ እየገዛህ ነበር::
ንሱ ይዕድግ ነይሩ።
እንቺ እየገዛሽ ነበር::
ንስኺ ትዕድጊ ነይርኪ።
እሷ እየገዛች ነበር::
ንሳ ትዕድግ ነይራ።
እናንተ እየገዛችሁ ነበር::
ንስኻትኩም ትዕድጉ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትዕድጋ ነይርክን።
እሱ እየገዛ ነበር::
እነሱ እየገዙ ነበር::
ንሳቶም ይዕድጉ ነይሮም።/ ንሳተን ይዕድጋ ነይረን።