Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየገዛሁ አልነበረም::
ኣነ እዕድግ ኣይነበርኩን።
እኛ እየገዛን አልነበረም::
ንሕና ንዕድግ ኣይነበርናን።
አንተ እየገዛህ አልነበረም::
ንስኻ ትዕድግ ኣይነበርካን።
አንቺ እየገዛሽ አልነበረም::
ንስኺ ትዕድጊ ኣይነበርክን።
እሷ እየገዛች አልነበረም::
ንሳ ትዕድግ ኣይነበረትን።
እናንተ እየገዛችሁ አልነበረም::
ንስኻትኩም ትዕድጉ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትዕድጋ ኣይነበርክንን።
እሱ እየገዛ አልነበረም::
ንሱ ይዕድግ ኣይነበረን።
እነሱ እየገዙ አልነበረም::
ንሳቶም ይዕድጉ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይዕድጋ ኣይነበራን።