Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየሸጥኩ ነበር፡፡
ኣነ እሸይጥ ነይረ።
እኛ እየሸጥን ነበር፡፡
ንሕና ንሸይጥ ነይርና።
አንተ እየሸጥክ ነበር፡፡
ንስኻ ትሸይጥ ነይርካ።
አንቺ እየሸጥሽ ነበር፡፡
ንስኺ ትሸጢ ነይርኪ።
እሷ እየሸጠች ነበር፡፡
ንሳ ትሸይጥ ነይራ።
እናንተ እየሸጣችሁ ነበር፡፡
ንስኻትኩም ትሸጡ ነይርኩም።/ ንስኻትክን ትሸጣ ነይርክን።
እሱ እየሸጠ ነበር፡፡
ንሱ ይሸይጥ ነይሩ።
እነሱ እየሸጡ ነበር፡፡
ንሳቶም ይሸጡ ነይሮም።/ ንሳተን ይሸጣ ነይረን።