Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየሸጥኩ አልነበረም፡፡
ኣነ እሸይጥ ኣይነበርኩን።
እኛ እየሸጥን አልነበረም፡፡
ንሕና ንሸይጥ ኣይነበርናን።
አንተ እየሸጥክ አልነበረም፡፡
ንስኻ ትሸይጥ ኣይነበርካን።
አንቺ እየሸጥሽ አልነበረም፡፡
ንስኺ ትሸጢ ኣይነበርክን።
እሷ እየሸጠች አልነበረም፡፡
ንሳ ትሸይጥ ኣይነበረትን።
እናንተ እየሸጣችሁ አልነበረም፡፡
ንስኻትኩም ትሸጡ ኣይነበርኩምን።/ ንስኻትክን ትሸጣ ኣይነበርክንን።
እሱ እየሸጠ አልነበረም፡፡
ንሱ ይሸይጥ ኣይነበረን።
እነሱ እየሸጡ አልነበረም፡፡
ንሳቶም ይሸጡ ኣይነበሩን።/ ንሳተን ይሸጣ ኣይነበራን።