Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አልክም፡፡
ኣነ ኣይልእኽን።
እኛ አንልክም፡፡
ንሕና ኣይንልእኽን።
አንተ አትልክም፡፡
ንስኻ ኣይትልእኽን።
አንቺ አትልኪም፡፡
ንስኺ ኣይትልእኺን።
እሷ አትልክም፡፡
ንሳ ኣይትልእኽን።
እናንተ አትልኩም፡፡
ንስኻትኩም ኣይትልእኹን።/ ንስኻትክን ኣይትልእኻን።
እሱ አይልክም፡፡
ንሱ ኣዪልእኽን።
እነሱ አይልኩም፡፡
ንሳቶም ኣዪልእኹን።/ ንሳተን ኣዪልእኻን።