Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ አላኩም፡፡
ኣነ ኣይለኣኽኩን።
እኛ አላክንም፡፡
ንሕና ኣይለኣኽናን።
አንተ አላክም፡፡
ንስኻ ኣይለኣኽካን።
አንቺ አላክሽም፡፡
ንስኺ ኣይለኣኽክን።
እሷ አላከችም፡፡
ንሳ ኣይለኣኸትን።
እናንተ አላካችሁም፡፡
ንስኻትኩም ኣይለኣኽኩምን።/ ንስኻትክን ኣይለኣኽክንን።
እሱ አላከም፡፡
ንሱ ኣይለኣኸን።
እነሱ አላኩም፡፡
ንሳቶም ኣይለኣኹን።/ ንሳተን ኣይለኣኻን።