Choose the language you know and the language you want to learn before opening this section.
Read Amharic phrases alongside Tigrigna translations by topic.
እኔ እየላኩ ነው፡፡
ኣነ እልእኽ ኣለኹ።
እኛ እየላክን ነው፡፡
ንሕና ንልእኽ ኣለና።
አንተ እየላክ ነው፡፡
ንስኻ ትልእኽ ኣለኻ።
አንቺ እየላክሽ ነው፡፡
ንስኺ ትልእኺ ኣለኺ።
እሷ እየላከች ነው፡፡
ንሳ ትልእኽ ኣላ።
እናንተ እየላካችሁ ነው፡፡
ንስኻትኩም ትልእኹ ኣለኹም።/ ንስኻትክን ትልእኻ ኣለኽን።
እሱ እየላከ ነው፡፡
ንሱ ይልእኽ ኣሎ።
እነሱ እየላኩ ነው፡፡
ንሳቶም ይልእኹ ኣለዉ።/ ንሳተን ይልእኻ ኣለዋ።